እቲ ሕቡእ ምስጢር ኦርቶ-ዶክስ ተዋህዶ
ምሉእ ምስጢር ኦርቶ-ዶክስ ተዋህዶ ዝሓዘት፡ ንኣማንን ዘይ‘ኣማንን እትምህር መጽሓፍ።
Language: German
€10.19
Synopsis
ኣብ‘ዛ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ምሉእ ትምህርቲ ናይ ኦርቶ-ዶክስ ተዋህዶ እዩ። ምኽንያት ነዛ መጽሓፍ ክጽሕፋ ካብ ዝገበረኒ ነገር ድማ ኣማንን ዘይ ኣማንን ብዛዕባ ኦርቶ-ዶክስ ተዋህዶ ክፈልጥ ዝደለየ ነዛ መጽሓፍ እዚ‘ኣ ብምንባብ ክፈልጥ ከም ዝኽእል ምግባር እዩ። ሃይማኖት ወይ እምነት ኣብ ዓለምና ሓደ ካፍቲ ዘየደቅስ ስነ-ሓሳባዊ ፍልስፍና ዘለዎ ኮይኑ፣ ነዚ ስነ-ሓሳብ እዚ ድማ ሓንሳ ብምንባብ እንተዘይ ፈሊጥካዮ ኩሉ ግዜ ብዝኸውን ወይ ኢሎሞ እንዳበልካ ኢካ ክትዛረብ ክትነብር። ስለ'ዚ ድማ እየ ነዛ መጽሓፍ ቅድሚ ምጽሓፈይ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት-ክርስትያን ንኸባቢ ሓደ ዓመት ዝኸውን እንዳተማላለስኩ ነዚ ሃይማኖታዊ ስነ-ሓሳብ ክመሃሮን ክነቦን ክፈልጦን ክኢለ፣ ካብ'ኡ ብምብጋስ ድማ ካፍቲ ዝተፈላለየ ጽሑፋትን ብመምሃራን ኦርቶዶክስ ዝተዋህበ ትምህርቲ ኣብ ሓደ ብምጽማቅ እቲ ውሽጣዊ ትምህርቲ ናይዛ እምነት ብጽሑፍ ማሕተም ከቅርቦ ክኢለ ዘለኹ።
About Atakilti Semere
‚,ፍልጠት ጥዕና እዩ፣ ዘይ‘ምፍላጥ ግና ጸገም ናይ ጥዕና እዩ።‘‘ ኣታኽልቲ ሰመረ
Product specifications
Binding | eBook (EPUB) |
---|---|
Language | German |
Publishing date | Monday, 12 December 2022 |
Edition | 1 |
Author | Atakilti Semere |
Category | Religion and spirituality > Christianity |